The United Nations Central Emergency Response Fund (CERF) has allotted a total of US$100 million to the Philippines and eight other countries with underfunded emergencies to meet their critical needs in 2018.
This developed as 36 donors promised to contribute...
ትርጉም ጌታቸው ረዳ - ምንጪ ሰነድ ካብ መጽሓፍ ገብሩ ኣስራት
ሙሉእ ቱሑስቶ ናብ PDF...ውዲት ኢሳያስ አፈወርቂን መለስ ዜናዊን ኣብ ልዕሊ ሳግም
(ጭውያታት፡ ዘይሕጋዊ ንግዲን ምስግጋር ደቂ ሰባትን፡ ናብ ሃገረ ሱዳን)
5ይ ክፋል
ብመስዋእቲ ተጋዳላይ ሓምድ ሕምድ ዝዛዘምኩዎ 4ይ ክፋል ጽሑፍ ኣንቢብኩም: ሃናጺ ሪእይቶታት ዝሃብኩምኒ ወገናት እንዳመስገንኩ: ንሎሚ ከኣ ብዛዕባ ኣብ ሱዳን ዝተኻየዱ ሽርሒታት ዝምልከት ሓበሬታ ይቕጽል፡፡
ከምቲ ኣብ 4ይ ክፋል ዘንበብኩምዎ፡ ሱዳን...
ዶክተር፡ በርሄ ሃብተገርግስ/ መቶ ኣለቃ/ ናይ ኮለጅ መምህር/ ሽማግለ..!!!!
ክቡራት ኣንበብቲ ዝዓበኹም ዝነኣስኩም፡ ሰብኣይኩም ሰበይትኹም፡ ዓበይትን ናእሽትን፡ ብሓባራ ህዝቢ ኤርትራን: ፈተውትን፡ ነዚ ዝመጽእ ዘሎ ዓመት ምኽንያት ብምግባር፡ ርሑስ ልደት ንክርስትና ኣመንቲ፡ ይግበረልኩም። ናይ ሰላምን ራህዋን ዓመት ይግበሮ፡ እናበልኩ! ንናይ ዓመት...
ሉኡላዊነት ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ ፡ ደረት ኣልቦ ጉጅለ
ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዝነበረ ዲፕሎማሲያዊ ጽምዶ፡ ናብ ዲፕሎማሲያዊ ምትፍናን ኣብ ዝዛወሉ ህግደፋዊ መድረኽ፡ ኣብ ሓበራዊ ረብሓ ዝተደረኸ ህዱእ ምሕዝነት ዝፈጥር ጽምዶ ከምዘየልቦ፡ ካብ ዝሓለፉ ጽሑፋት ምርዳእ ይከኣል፡፡ ብርግጽ ብመንጽር ሃገራዊ...
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ!
ንዲፕሎማሲያዊ ጽምዶታት ጉጅለ ኢሳይያስ ኣመልኪተ፡ ኣብ ዘዳለኹዎ 2ይ ክፋል ጽሑፍ፡ ንሓገዝ ተቓወምቲ ጉጅለታት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ደ/ሱዳን፡ ጁቡቲን ዝምልከት ሓበሬታ ዘርጊሐልኩም ነይረ፡፡ ጉጅለ ኢሳይያስ ካብ ምምስራት ኤማሰ (ሕቡእ ሰልፊ) ጀሚሩ፡ ብድፊኢት ኢሳይያስ ኣብ ጽግዕተኝነት ዝተመረኮሰ ስነ-ሓሳብ ተኸቲሉ’ዩ፡፡ እዚ ሓዱሽ...
በቢዕለቱ ካብ ዝተፈላለዩ ኣንበብቲ ካብ ዝለኣኹለይ ጽሑፋት፡ ሓደ ንሎሚ ቀቅድሚ 3ይ ክፋል ጽሑፍ ናባኹም ከብሎ መሪጸ ኣለኹ፡፡ ነዚ ጽሑፍ ንዝለኣኸለይ ግዱስ ዜጋ ኣቐዲመ ምስጋናይ እንዳገለጽኩ፡ ካብ ተዘክሮታተይ ሓደ ከም መእተዊ ተወኪሰ፡ ብቐጥታ ናብቲ ጽሑፍ ክወስደኩም፡፡
ንዓመታት “መተካእታ ፕረሲዳንት ሃገረ ኤርትራ...
2ይ ክፋል
ስርዓት ህግደፍ፡ ንተቓወምቲ ጉጅለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ወኪሉ፡ ካብ ወትሃደራዊ ስልጠናታት ጀሚሩ ክሳብ ምልዛብ፡ ምስ “ሓባራዊ ረብሓ” ዘለወን ሃገራት ክዓምም ጸኒሑ’ዩ፡፡ ብሓገዝ ጉጅለ ኢሳይያስ ኣብ ኤርትራን ወጻእን ሓገዝ ዝተግበረሎም ዳርጋ ኩሎም ዕጡቋት ጉጅለታት ቀርኒ ኣፍሪቃን የመንን’ዮም፡፡ ክሳብ ሕጂ ንወትሃደራዊ...
Part one
ቅድሚ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ኣቢሉ፡ ምስ ሃሞናን ቀልብናን እንከለና፡ ምስ`ዞም ታሪኽ ሃገርን ሃገራዊነትን ዘመራስሑ ሒደት ማሕዮታት፡ ከም ሎም ከይተላለና፡ ከም`ቶም ካልኦት ኣብ ወረቓቕቲ ጥራይ ዝሰፈሩ ፖሊሲታት፡ ንዲፕሎማሲያዊ ጽምዶ “መጻኢት ሃገረ ኤርትራ” ኣመልኪቱ በቶም ሰራም ካድራት ዝተሓበረና መደረ ዝስዕብ...
Save the Children said refugee children in Israel were at risk due to being sent to unlicensed day care centres
A humanitarian organisation that has been accused of running a “campaign against Israel” has announced it is launching a project to...

















