Home
ሰነድ
About Isayas
ኢሰያስ-መንዩ
Who is Isayas
Video
ሰብ ባሊቃ
ሰራዊት ኤርትራ
ግዝኣተ ህግደፍ
VideoN’selam
ኣብያተ-እስርቤት
ተዘክሮታት
ሓዋርያዊ መልእኽቲ
ኣረጊት ሰነዳት
PDF Page
ቅዋም ሃገረ ኤርትራ
Tesfamichael Gergio
Unity
Human Rights Watch
UN Africa News
UN Monitoring Group Report
Page Links
Archive – ኣረጊት ሰነዳት
Radio’Nselam
About us
Search
torsdag, mars 20, 2025
Sign in
Welcome! Log into your account
your username
your password
Forgot your password? Get help
Password recovery
Recover your password
your email
A password will be e-mailed to you.
Nselam.com
Home
ሰነድ
About Isayas
ኢሰያስ-መንዩ
Who is Isayas
Video
ሰብ ባሊቃ
ሰራዊት ኤርትራ
ግዝኣተ ህግደፍ
VideoN’selam
ኣብያተ-እስርቤት
ተዘክሮታት
ሓዋርያዊ መልእኽቲ
ኣረጊት ሰነዳት
PDF Page
ቅዋም ሃገረ ኤርትራ
Tesfamichael Gergio
Unity
UNHCR Statement regarding the cancellation of Israel-UNHCR agreement
UN Calls for Release of Arbitrarily Arrested in Eritrea
UN allots emergency response fund for PH
U.N. Security Council renews arms sanctions on Eritrea and Somalia
ID: Commission of inquiry on Eritrea – 21st Meeting, 35th Regular Session Human Rights Council
All
Human Rights Watch
UN Africa News
UN Monitoring Group Report
Page Links
Archive – ኣረጊት ሰነዳት
Radio’Nselam
About us
Print
Print Page
Open
1
2-3
4-5
6-7
8-9
10-11
12-13
14-15
16-17
18-19
20-21
22-23
24-25
26-27
28-29
30
ተጋ / ኢሳይያስ ኣፈወርቂን እቶም ኣሜሪካዉያንን ብ CADILLAC- ካዲላክ መኪና ካብ ቃኘዉ ናብ ማይ -ሓባርን ዓላን . . . ’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’'''''''''''''''''''''''+''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''[ምንጪ -ጽሑፍ ] ብተስፋንኪኤል ጆርጆ (ወዲ -ጆርጆ ) ኣብ 1974 ዓ/ም (ግእዝ ) ወይድማ 1982 EC ዝተጸሓፈ ጽሑፍ ኾይኑ ... [ካብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ተርጒመን፡ ተነባቢ ንምግባሩ ድማ ቃላትን ቅድን ኣጸሓሕፋ ብምምራጽ፡ ዘቕርበልኩም ዘለኹ - ኣማን ብርሃነ - እየ። ዎ ሰናይ ናይ ንባብ ግዜ ይኹነልኩም ] -/-’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’’ኣብ ክፍለ -ሃገር ኤርትራ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረን ሕጅ ’ዉን ዝርአ ዘሎን ህሉው ኩነታት መሰረት ብምግባር፡ ሓያሎ ኢትዮጵያዉያንን ናይ ወጻኢ ሃገራት ጸሓፍትን፣ ናይ ፖለቲካ ተመራመርትን ተንተንትን፣ ብዘየዳግም መልክዑ ነቲ ፖለቲካዊ … ፣ ኤኮኖሚያዉን … ፣ ማሕበራዉን … ፣ መዳያቱ ብዝሰፍሐ መልክዑ ተንቲኖሙዎ እዮም። ብዓንደ -ርእሱ እቲ ናይ ኩሎም ‹ ተገንጸልቲ › ሓይልታት [ጀብሃ፣ ሻዕቢያ ወዘተ …] ኣመሰራርታኦምን ኣባቛቝላኦምን ምስ ’ቲ ናይ ’ቶም ናይ ዓለምና ገዛእቲ ሓይልታት ዕላማታትን ድሌታትን ዝተኣሳሰረ እዩ። ብኻልእ ሸነኹ ድማ፡ እዞም ጸረ - ሓድነት < ተገንጸልቲ > ሓይልታት፡ ዋላ ’ኳ ዝተፈላለዩ መጸዉዒ ኣስማት እንተተጠመቝ፡ በቲ ሓፈሻዊ መትከላዊ ዕላማታቶም ግን ብጥርሽ ክትነጻጽሎም ዘይከኣል ናይ ሓደ ሳንቲም ክልተ -ገጻት እዮም። እቲ ባዕሉ ንባዕሉ ‹ ጀብሃ › ኢሉ ዝሰመየ ተገንጻሊ -ሓይሊ፡ ኣብ 1954 ዓ/ም (ግእዝ ) ከም እኒ -በዓል እድሪስ መሓመድ ኣድም ብዝኣመሰሉ መሳፍንትታት ካብ ዝጅመር ንደሓር፡ እቶም መስረትቱ ብቓልዕ <,,, ንሕና ንሓድነት እስልምና እንጋደል ዓረባዉያን ኢና !!!> እንዳበሉ እዮም መናዉራታቶም [ ፕሮፖጋንዳታቶም ] ክነዝሑ ዝተረኣዩ። ነዚ መፈክር እዚ ከም ዕለመት ተሓንጊጦም እምበኣር እዮም ነቶም ኣብ ጀብሃ ተወዲቦም ዝቃለሱ ዝነበሩ ደቂ - ኸበሳ ብጾቶም፡ ማለት ንደቂ ቖሓዪን … ፣ ንደቂ -ጽንዓደግለን … ፣ ንደቂ -ጋሽን -ሰቲትን … ፣ ኣብ ' ሃዲዳም ' ዝተባህለ ቦታ ካብ ሕጊ -ወጻኢ ብዝኾነ መንገዲን ብዘስካሕክሕ ኣቀታትላን ዘጽነትዎም። - ምሉእ ንብረቶም ’ዉን ዝዘመትዎምን። እዚ ተግባራት እዚ ድማ እዩ ኣብ ’ቲ ዉድብ ከቢድ ንሕን ’ሕ … ፣ ምትህልላኽን … ፣ ረጽምን … ፣ ክፈጥር ዝኸኣለ። ነዚ ኣብ መንጎ ደቂ -ኸበሳን ደቂ -ቖላን ዝተፈጥረ ግጭት ንምህዳእ … ፣ ንምእላዪን … ፣ ብሓፈሻኡ ድማ ነቲ ናይ ጀብሃ ሓፈሻዊ ሕጋጋትን መትከላትን ንምንዳፍን ንምትላምን … ፣ ተባሂሉ ኣብ 1960 ዓ/ም (ግእዝ ) ኣብ ኣዶብሓ [ኣብ ሳሕል