LATEST ARTICLES
ንውሳኔ ውዕል ኣልጀርስ ክሳማመዑ ዳኣ በልና'በር፡ ዶባት ኣየድሊየናን'ዩ ኢልካሎ ዘረባ?
ADDIS ABABA (Reuters) - A delegation from Eritrea will arrive in Addis Ababa this week as Ethiopia’s prime minister tries to resolve a conflict with the neighbouring nation.
Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed, who was at a rally hit by...
ብጎይትኦም ኩፍሎም ዝቅረበ ቓል፣
ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ጅኔብ፣ ናይ 22 ሰኔ 2018ዓም
ኽቡራትን ክቡራንን ካብ ቀረባን ሩሑቕን ንስለ መሰለኩምን ስለ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብኹም ድኻምኩምን ግዜኹምን ገንዘብኩምን ኣጥፊእኩም ዝመጻኩም፣
ኽቡራትን ክቡራንን ብሚኽንያት ጥዕናን ስራሕን ክትካፈሉ ዘይከኣልኩም እንተኾነ ብገንዘብን ብሓሳብን ነዚ ሰላማዊ ሰልፊ ክዉን...
ስርዓት ህግደፍ ፈቲዩ ከይፈተወ ተገዲዱ'ኳ እንተተቐበሎ፡ ቦታ ደለይቲ ፍትሒ ከምዝዕጾ ካልኣይ ኣጀንድኡ ከይኮነ ኣይክተርፍን'ዩ።
ኣማራርሓ መራሒ ሃገር ዝትምነዮ ዝነበረ ቢትወደድ፡ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶክቶር ኣቢይ ኣብነታዊ ኮይኑ፡
https://vimeo.com/161351241
Ethiopia: ዶ/ር አብይ ስለ ኤርትራ የተናገሩት እስካሁን ያልተሰማ አስገራሚ ሚስጥር | “...አሰብን ስንሰጥ መቼ ተወያየን?"
ስለዚ ንበይኖም ብኽልቲኡ ኣህዛብ ተማያይጦም ዝፈትሕዎ ውሳኔ የለን።
ኣብዚ ዘለናዮ ተኣፋፊ እዋን፡ ኣብ ጭብጥን መርትዖን ዝተደረኸ፡ ጽጹይ ሓበሬታ ንህዝቢ ምዝርጋሕ ኣገዳሲ ምኻኑ እኣምን፡፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ፡ ብዙሓት ዘይተረጋገጸን ዘይጥሉል ሓበሬታ ኣብ ዝፍንውሉ ዘለው ኣብዚ እዋን፡ ንሕና ከም ኤርትራውያን ኣብ ስትራተጅካዊ ሃገራዊ ጉዳያትና ህድእ ኢልና፡ ንነገራት ክንርዳእን ኣመታቱ...
A statement released by the Tigray People’s Liberation Front (TPLF), the ruling EPRDF’s oldest member, called Ethiopia’s recent decision to accept fully the Ethiopia-Eritrea Algiers Agreement and the subsequent decision by the boundary commission and to partially and/or wholly...
ኽቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ብቀዳምነት ቅንያት ናጽነት ስለ ዝኾነ ንመላእ ህዝብና ዮሃና ንብል። ምስኡ ለጊቡ ድማ ሰማእታትና ዝዝከሩሉ ግዜ ስለ ዝኾነ፡ ንስድራ ሱዉኣት ሓዘና እናገለጽና ሱዉኣትና ዝሓደጉልና ሕድሪ ክሳብ ሎሚ ስለ ዘይተተግበረ መንፈስ ቓልሲ ኣሓዲስና ምስ ህዝብና ኮና ብፍትሒ ዲሞክራሲ...