Ethiopia will accept and fully implement the Algiers peace agreement. "The announcement, which came through a post on the Facebook page of the Revolutionary Democratic Front of the Ethiopian people, had the effect of a bomb. Ethiopian premier Abiy...
ሃገርና ኤርትራ ድሕሪ ውሳኔ ውዕል ኣልጀርስ ካርታ ኤርትራ ከምዚያ ክትመስል፡
ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ውሳኔ ውዕል ኣልጀርስ
The new government of Addis Ababa wants to open the country: to do so, it must close the dispute with the neighboring country, with which it has fought for two years
The new Ethiopian government led by Abiy Ahmed has...
ኩቡራት ተኸታተልቲ ኣብ ቀረባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘድሃቡ ዝተፈላለዩ ሓበሬታ ብተኸታተሊ ከምዝፍንወልኩም እንዳገለጽኩ ንሎሚ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂበ ሓጸርቲ ዜናታት ኣዳሊየልኩም ኣለኹ፡፡
- ብመሰረት ቅድሚ 3 ወርሒ ኣቢሉ ኣብ ዝተገብረ ገምጋም “ኣብ ሚዲያ ብኹሉ ሸነኻት ተሳዒርና ኢና” ዝብል መደምደምታ ስለዝነበረ...
መሪር ሓዘን እንዳተሰማዓና ንሓርበኛ ኮኾብ ስነ ጥበባዊት ጸሃይቱ በራኺ፡መንግስተ ሰማይ የዋርሳ።
ኣብ ልቢ ኤርትራውያን ፍቕርን ሃገራዊ ስምዒትን ዝኾስኮሰት፡ ብምቁር ትግርኛ ዜማታታ ኣብ ምምዕባል ዓቢ ግደ ዘበርከተት ኣደ ክራር ዝኾነት ወናም ኤርትራዊት ስነጥበበኛ ድምጻዊት ጸሃይቱ በራኺ ኣብ መበል 79 ዓመታ ሎሚ 24 ግንቦት ኣብ ስደት፡...
መርድእ ወርሒ፡ ጉንበት!!!!
መርድእ ወርሒ ግንቦት
ንወለዲ ደቁ ዘስኣነት
ዘይነጽፍ ንብዓት ዘንብዔት
ደቁ ኣሲና ኣብ ብኽያት ዘንበረት
ቀባር ብምስኣኖም ወለዲ ዘሕዘነት
ብኻ ኣይመጸት ወርሒ ጉንቦት
ነዙይ ድዩ ነይሩ እዚ ኹሉ ከርተት።
ዘበነ ጸነተ፡ ዘበነ ባርነት፡
ዘበነ ጥምየት ዘበነ ህልቀት
ኤርትራ ምንም ዘየዕበየት
ዓመት ክቑጸር ብጉንበት
ትኸይድ፡ ትምለስ ታጉንበት
ዝሓለፈ ይድገም ኣብ ጉንበት
ሽፍታ...
እድሪስ መሓመድ ዓሊን ብጾቱን
መርድእ ብዜና ኣይንገርን .. ባህልናን ያታናን’ውን ኣይኮነን፡፡ ሚስጢር ቀተልቲ ሰባት፡ ብሃበ ተረኸበ ኣይትድሕደሖን፡፡ እቲ ምንታይ’ሲ ሳዕቤናት ስለ ዘለዎ፡፡ ንሎሚ ግን፡ ንዘመናት ውሽጠይ ከጨንቐኒ ዝጸንሐን ድቃስ ዝኸልኣኒን ሚስጢር፡ ንባህልን ያታን ጥሒሰ ክገልጾ ተገዲደ ኣለኹ፡፡ ብትእዛዛት ቤ/ጽ ፕረሲዳንትን...
Although the protection quotas for Eritrean refugees are still high, in some European countries it is claimed again and again that the human rights situation there would improve. Contributions to the Europe-wide Eritrea conference last year refute this assumption...
ብኢሳይያስን ዕሱባቱን ዝፍጸሙ ጠንቂ ናይ ኩሎም ዓይነት ግፍዕታትን ገበናትን፡ ኣብ ሃገርና ቅዋምን ቅዋማዊ ስርዓትን ስለ ዝተጨወየ እዩ፡፡ ን27 ዓመታት ዝቐጸለ ጎናጻዊ ኣታኣላልያ ውን ሳዕቤን ናይዚ መሰረታዊ ርግጸት ቅዋም እዩ፡፡ ከም ውጽኢቱ ድማ፡ ክሳብ ሕጂ፡ ኣብ ሃገርና ሕግን ልዕልና ሕግን...

















