ቅዋም ኤርትራ መትከሊ እግሪ ገርና ካብ 39 ገጽ ናብ 339 ገጽ ነሀብትሞ። ክንሰርሓሉ ንበገስ ንላዓል ንቅዋም ኤርትራ ቀቢሮም መሰል ህዝቢ ኤርትራ ዝረገጹ ሕጂ'ዩ እዋኑ ፍርዶም ኣብ ቅድሚ ሓፋሽ ክግረጡ። ቅዋም ኤርትራ PDF    
“It’s important that no company is above the rule of law,” said Amanda Ghahremani, legal director at the Canadian Centre for International Justice. In one lawsuit, Vancouver-based Nevsun Resources is accused of being complicit in the use of conscripted military...
መስመርካ ሲሒትካ መታን ከይትጓዓዝ ቀዳምነት መለለይኻ ዝኸውን ኣርማ ባንደራኻን ህዝቢ ዘላዓዕል ምንቅስቓስ ሃገራዊ ቻርተር ክህልወካ ኣለዎ። ሃገራዊ ቻርተር ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ስማዊ ዝሓዘ ኣሉታዊ ኢዩ ነይሩን ዘሎን። ናዓና ንኤርይትራውያን ተሞክሮ ናይ ቃልሲ ዳኣ ያሃልወና'በር ከምቲ ን 30 ዓመት ብረታዊ ተጋስድሎና ተቃሊስና...
ካልኣይ ክፋል ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ፡ ብዛዕባ ቁጠባዊ ፖሊሲታት ስርዓት ህግደፍን፡ ንርብዒ ክፍለ ዘመን ዘስዓቦ ዕንወትን፡ ዝምልከት ጽሑፍ ፈኒየልኩም ነይረ፡፡ ሎሚ ከኣ፡ ብዝኣተኹዎ ቃል መሰረት፡ ንዕደና ወርቂ ዛራን፡ ብምኽንያት ተቓዉሞ ኣኽሪያ ዝተቐየዱ ዜጋታትን ዝምልከት፡ ሓበሬታ ይፍንወልኩም፡፡ ኣብዚ ቅንያት፡ ብሓደ ገጽ...
Appeals court rules against mining company Nevsun Resources, clearing way for workers to have claims of human rights violations heard in Canadian court A Canadian mining company has lost its bid to block a lawsuit accusing it of human rights...
ሓይሳን ሻን ሰንበር ሹጓዂ ግርጋ 25/11/2017 ሳዓት 21:00 ፓል ቶልክ ውረኒል ብሊና ማሕበር ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ሊኑዂሆደ ኒ ከውታትሲ ኒ ህንባኹዲ ቃብሎታዲ ወክት ና ህንብናዂዲ ሲ ኒ ረኤይሲ ሓበርዶ ኣኸውድ ላድ ኲኖ ኣድሚን ቱበዲ ንጨርዲ ንሰናኽር እክባ ብሊኑዂድ ክብርድ...
VANCOUVER, Nov 21 (Reuters) - Nevsun Resources Ltd lost its bid to have a Canadian court throw out a lawsuit by Eritreans workers who say they were forced to work at its mine in East Africa, according to an...
Zimbabwe's President Robert Mugabe has resigned, bringing an end to 37 years of rule and sparking jubilant celebrations in the nation's streets. A letter from Mr Mugabe read out by the speaker of parliament said the decision was voluntary and...
ክቡራት ተኸታተልቲ! ከም መቐጸልታ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክፍንወልኩም ዝሓሰብኩዎም ጽሑፋት፡ ካብ ሎሚ ጀሚረ ድማ፡ ንቑጠባ ሃገርን መዓላ ጸጋታትናን ዝምልከቱ፡ ብዝተፈላለዩ ሰነዳትን ኣምራትን ዝተሰነዩ ጽሑፋት፡ ከቕርበልኩም ኢየ፡፡ ብፍላይ ንጸጋታት ሃገርናን መዓልኦምን ዝምልከት፡ ንዓመታት ካብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝጸንሐ ሕቡእ መስርሕ ኢሳይያስ ብጭብጥታት...
The United Kingdom has renewed its foreign travel advice in respect of Eritrea citing new limitations on local currency handling in the country. The Foreign and Commonwealth Office (FCO) message dated November 16, 2017 warned citizens of potential confiscation of...