The United Nations rights council has called on the African Union to investigate Eritrean leaders over alleged crimes against humanity after a damning report by a UN commission. In that report, the UN’s Commission of Inquiry (COI) for Eritrea said...
ዕድመ፡ ንሰፊሕ ህዝባዊ፡ ዘተ፡ ንዕለት 8,9,10 ሓምለ 2016  ኣብ ጀርመን፡ ከም ኤርትራውያን መጠን፡ ህዝብናን ሃገርናን፡ ኣብ ኣዝዩ ጽንኩርን፡ ተሪርን እዋን፡ ከም እንርከብ፡ ንኩልና ብሩህ ጥራሕ ዘይኮነ፡ኣዝዩ ኣሻቓሊ ውን'ዩ ። ኩነታትና ካባና ሓሊፉ፡ ንዓለም ውን ኣታሓሳሳቢ ኮይኑ'ሎ። ሃገርና ምስላ ተደዊኑ ባዲማ፡...
Congratulations Eritrean people for justice! ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ። ስርዓት ኢሰያስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸመ  ብምሉእ ድምጺ ሃገራት ተጋባእቲ ውድብ-ሕቡራት ወሲኖም።
As one of the world's most oppressive regimes, the Eritrean government has committed extensive crimes against humanity over the past 25 years, according to a report released June 8 by the United Nations Commission of Inquiry on Human Rights...
ዲጂታላዊ ምዕቃብ፡ ይሕያ ወደቦይ ኪያር  ብሃይለ መንገሻ ዑቕበ፡ ቶሮንቶ፡ካናዳ ፕሮጀክት ምዕቃብን ምትሕድዳስን ስነ ጥበባዊ ዕዮታት ይሕያ ወደቦይ ኪያረ፡ ዝብል ዕማም ሓንጺጸ ንስራሕ ምስተበገስኩ፡ ሽቶታት ናይቲ ፕሮጀክት እንታይ ክኾኑ ኣለዎም?  ዝብሉ ሕቶታት ብቐዳምነት መለስኩ። KORBARIA SW 192 DATA Yehya Wedeboy Kiyar 25JUNE2016 PDF
ጀኔቫ- ውዕዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ደለይቲ ለውጢ ዜጋታትና ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን
Hundreds of Eritrean refugees living in Ethiopia are demonstrating in the capital, Addis Ababa, in support of the UN's recent human rights report into Eritrea, known as the Commission of Inquiry, that said there were systematic crimes against humanity. "It...
መርማሪት ኮሚሽን መግሃስ ሰብኣብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ፡ ኣብ መበል 22 ኣኼባን መበል 32 ሱሩዕ ጉባኤ ሰባኣዊ መሰላት ዘቅረበቶ ጸብጻብን ገብረምላሽን ኣባላት እቲ ውድብን። መርማሪት ኮሚሽን መጽናዕታ ብምግላጽ፡ ብርግጽ ኣብ ኤርትራ " ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት" ከምዝተፈጸመ ኡኹል መርትዖታት ከምዘሎ ኣቅሪባ።...
ኣብ ጀንቫ በጺሕኩምዶ? ዝዓበኩም ዝነኣስኩም በጺሕኩምዶ? ኣዋልድ ሃገርይ በጺሕክንዶ? ወዘራዝርን ዓድይ በጺሕክንዶ? ጎበዝ ጎርዞ ጉላኸ ኣርኪብኩምዶ? መናእሰይ ኤርትራ መርሽኩምዶ? ደለይቲ ፍትሒ ብሓበራ በጺሕኩምዶ? ንገሩሉ ንዓለም ንህዝብና ዝኸበዶ!! ኣርዑት ማፍያ ህግደፍ ዝተጸምዶ!!! ሓንቲ ከየትረፍኩም ዝተርኽበ ጋዶ!! ተጠርነፉ ብሓባር ከም ማእዶ!!! ፍትሒ ክወርደልና ህግደፍ ዝኣጎዶ። ኣንታይ ንገርሉ በብሓደ ዝኸረረ ንገርሉ ነቲ ኣብ ጉድጋድ ዝተኣስረ ብርሃን...
ኤርትራውያን ተቀማጦ እስራኤል ደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ።