20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት
ደገፍና ንሰላምዊ ሰልፊ ዕለት 23 ሰኔ ኣብ ከተማ ጀኔቭ ዝግበር ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ውድብ ቢሄረ ብሌን ካብ ዝብገስ ኣብ ሃገርና ሰላምን መሰል ብሄራትን ዝኸብር ዲሞክራስያዊ መንግስቲ ኣብ ኤርትራ ክትከል ኣብ ቓልሲ ኣሎ። ደገፍና ንሰላምዊ ስልፊ ብሊንዲ ደሽክሊዲስ 23062016  
SMS ዓቕሊ ጽበት ህግደፍ ነቲ ኣብ ጋቢና ወይውን ኣብ ባኮ ተዓሺጉ ብመቓልሕ ናይታ እንኮ ዝኾነት ብሓንቲ ልሳ ናይ ሓሶት መጋቤሪያ ቲቪ ኤረን ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራን ጸሚሙ ዝነብር ዘሎ ህዝብና፡ ማዕከናት ዓለም ከይሰምዕ ዝተሓረሞ ህዝቢ፡ ጉጂለ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ነቲ...
ውህደት ደሞክራሲያዊት ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ Coordinamento Eritrea Democratica   ዕለት 08/06/16 ኣገዳሲ መግለጺ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ካብ ዕለት ናብ ዕለት ናብ ዝኸፍአ ይኸይድ ኣሎ። ናይዚ ኩሉ ጠንቂ ከኣ ብሓደ ሰብ ዝቖመ ስርዓት ዝወለዶ ኢዩ። PDF ኣገዳሲ መግለጺ
ምጽራይ ሕ.ሃ. ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ኣብ ኤርትራ ረኺቡ Geneva (8 June 2016) – ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት፡ ብዝሰፍሐን ሜላውን መልክዕ ኣብ ናይ ኤርትራ መዳጎኒ ማእከላት፡ ወተሃደራዊ መሰልጠኒ ማእከላት ከምኡ ውን ኣብ ካልኦት ቦታታት እታ ሃገር ኣብ ውሽጢ ዝሓለፋ 25 ዓመታት ተፈጺሞም፡...
Geneva (8 June 2016) – Crimes against humanity have been committed in a widespread and systematic manner in Eritrean detention facilities, military training camps and other locations across the country over the past 25 years, according to a new...
UN investigation reports a litany of crimes committed in Eritrea since 1991, including enslavement, rape and murder. Eritrea's government is guilty of committing crimes against humanity since independence a quarter-century ago with up to 400,000 people "enslaved", the...
8 Jun 2016 - Presentation of the second report by the Commission of Inquiry on human rights in Eritrea Speaker: Mike Smith, Chairperson, Commission of Inquiry on human rights in Eritrea ኣብ ኣህጉራዊ ገበናዊ ቤት-ፍርዲ ዘ-ሄግ መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ...
ንዝኽሪ ነቶም ግዳይ ባሕሪን ዓሳን ዝኾኑ ኤርትራውያን 2016
መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ERITREAN VETERANS DAY ንምዝካር ህዝባዊ ጻዊዒት PDF: EritreanVeteransFlyer_31May2016_Tigrinya