መግለጺ ኣራሚት ሽማግለ ብዛዕባ ሳልሳይ ጉባኤ። 23.08.2016 ክቡር ውጹዕ ተቓላሳይ ህዝብና፡ ኣብ ዝሓለፈ ቅሩብ ማዓልቲ፡ ሒደት ጉጅለ ታኣኪቦም ዘይሕጋዊ ጉባኤ ኣካይዶም፡ ደምዳሚ ኣዋጅ ከምዘውጽኡ ኩላትና ተኻታቲልናዮ። ናብ PDF ምሉእ ትሕስቶ...
Eritreans attempting the crossing make the choice to flee poverty and repression under a dictatorship in the hope of a new life. http://www.nselam.com/wp-content/uploads/2016/08/DIGI072353FRSICILYMIGRANTSSTONE1471589065702700.mp4.mp4 Early morning, 17 miles off the Libyan coast in international waters, and the crews with the Migrant Offshore...
18 ነሓሰ 2016 ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ!!!!!!!!!! እዚ ኣብ ኒው-ዮርክ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ “ህዝቢ ብህዝቢ” ዝዓላማኡ እትመርሕ ትሽዓተ ዝኣባላታ ንሰሜን ኣሜሪካ እትውክል፡ ኣሰናዳዊ ሽማግለ ተመሪጻ ኣላ። ዓላማኣ ጸገምን፡ ሽግርን፡ መከራን፡ ሃገርና፡ እትገልጽ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ንዝወርድ፡...
ግርጉራት አዛበእ አዛበእ ዓድና እምብዛ ገርጊሮም ወግሐ ጸብሐ ዝⷅሩ ሕብሮም ሓሶት ክዛረቡ ምንም ዘየሕፍሮም ግርጉራት አዛበእ እከይ ግብሮም ናይ ቀደም አዛበእ ይዘምቱ ብለይቲ ናይ ሎሚ ግን ዋላ ብመዓልቲ ጨሪሶመን ንከብቲ ዕባራ ስብሕቲ መስኪናይ ዓኻይ ጥሪቱ ምሰአነ አደዳ ጥሜትን ሰእነትን ኮነ ግርግርቲ ዝቢኢ ምስ ክልተ ደቃ ናብ...
ኣብ መፈሳዊ ዕርቂ ኣይንሓውስ ጸይቂ መግለጺ ኣህጉረ ስብከታት ብዛዕባ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ  3ይ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ናብ ቦታኦም ክምለሱ ናይ ዕርቂ መስርሕ ከምዝጀመረ ቅድሚ ሰሙናት እኳ እንተ ሰማዕና መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ግና ብህድኣት ክከታተሎ ጸኒሑን ኣሎን። በዚ መሰረት፥ ዓርቢ 5...
እዋናዊ መልእኽቲ ብዛዕባ ቤተ ክርስትያናን ጉዳይ ፓትርያሪክ ቅዱስ እንጦንዮስን 20160808። By: Deacon John Ghebrehiwet
ህጹጽ፡ ህዝባዊ ጻዋዒት፡ ንዕለት 4 ነሓሰ 2016 ሰዓት 8፡30 ብናይ ኒው-ዮርክ ኣቖጻጽራ። እዚ ዝስዕብ ህዝባዊ ጸዋዒት፡ ነቲ ኣብ ኒው-ዮርክ፡ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ንኣብ ሙሉእ ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝነብሩ ደለይቲ ለውጢ ኤርትራውያን፡ ንምዝኽኻር እዩ። ሓደ...
መልቀስ ሃይለ ገብረ ትንሳኤ ዘቢሄረ ሰራየ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና። ሃይለ ሰኣላይ!!!!!የዕሪፍካዶ? ሓወይ! ዓርከይን! ተፈሊኻዶ? እሞኸ! ኣብ መገሻኻ በጺሕካዶ? ናብራ ዓለም! ተሳናቢትካያዶ? ከድካ ኣለኻ! ፡ ኩሉ ሰብ ዝኸዶ። ብዓል መንደፈራ ሃይለ ተኽለ ብንእሱ ኸሎ ለይለይ እናበለ ቅድሚ ኩላትና ብሙያኡ ዝልለ ተማሃርይ ከሎ ሰኣላይ ዝተባህለ ክንደይ በራድ ሻሂሞ! ዘይከፈለ። ሃይለ ተኽለ ብዓል ድበዛና ኣብ ማእከል ተኸላ መራሒትና ዓዲ...
Hundreds of asylum applications from Eritreans are being incorrectly refused by the government owing to its “unacceptable” policy on accepting refugees from the country, MPs have said. The home affairs select committee has called on the Home Office to explain...
About 800 000 of the 6.3 million Eritreans living abroad - 60,000 of them in Germany. Nearly 300 of them met in Hochspeyer. It was about how to deal with the terror regime. They are fleeing poverty and oppression -...