Witnesses
Panel I
The Honorable Linda Thomas–Greenfield
Assistant Secretary
Bureau of African Affairs
U.S. Department of State
Panel II
Father Habtu Ghebre-Ab
Director of External Relations
Canonical Eritrean Orthodox Church in Diaspora
Khaled Beshir, Ph.D.
Board Member
Awate Foundation
Ms. Bronwyn Bruton
Deputy Director
Africa Center
Atlantic Council
***Any changes to the witness list will be...
እዝጊ ይምሓርካ ዘይበሃል ሕማም!
ካልኣይ ክፋል
ረድኢ መሓሪ /ኣለና/
11 መስከረም 2016
ቶሮንቶ
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ ንኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትና
ቀዳማይ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ፡ ስርዓት ህግደፍ ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ራህዋን ክረክብ እንተኾይኑ ድማ፡ እዚ ስርዓት እዚ ካብ ሰራውሩ ክብርቆቕ ኣለዎ። ከምቲ ወሓለ...
The government of Eritrea commends the Chair of the Security Council Committee, His Excellency Ambassador Rafael Dario Ramirez Carreno for organizing this important dialogue and interaction between Eritrea and SEMG. Eritrea also appreciates the constructive role the UN Secretariat...
መግለጺ
ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ባሕረኛታት ኤርትራ ዝቆመ ኮይኑ ኣውራ ድማ ኣብ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንዝርከቡ ዝሓቆፈ እዩ። እዚ ማሕበር'ዚ ሓድሓድ ተመኩሮን ፍልጠትን ዝልዋወጥ ኣብ ምምዕባል ዓቅሚ ስብ ዝነጥፍ ነጻ ማሕበር እዩ።
ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ራእዩ ዘለዎ ኣብ...
እዝጊ ይምሓርካ ዘይበሃል ሕማም!
ረድኢ መሓሪ /ኣለና
4 መስከረም 2016
ቶሮንቶ
ቀዳማይ ክፋል
“ሸውዓተ ዓመተይ ምስ’ዛ ቋሕማም፡ እዝጊ ይምሓርካ ዘይበሃል ሕማም!” ዝበሎ ኣዝማሪ፡ ንከምዚ ሎሚ ኣብ ደምበ ተቓውሞ ዘሎ ሕዱር ሕማም ይመሳሰል። ሕማቕ ዘመንሲ፡ በዓል ጋዕሳ ኣለዋ። ኣንቱም ሰባት! ጽንሕ...
ክልተ ጉደይ ህጂኸ ናበይ።
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።! ኢሉ ዘይጀመረ ጉባኤ ኣኼባ ጠርናፊ ጉደይ ጳጳስ ነበር ኣባ ጽገ ከምዚ ይብለኩም ኣሎ። ሕድሪ ን20 ዓመታት ንዘታለልናኩም ሰባት ደኣ እንበር ንኻልእ ሰብ ኣይትእመኑ።ስቅ ስቅቅ ተበልኩውሶ ጥዒምዎም ዲዩ ዝበለ...
I just came back from the ELF Reunion in Atlanta Georgia. My first participation ever in any reunion or festival. I am glad I did. This is why:
I witnessed all Berhane told me about the ELF (Jobha) way...
AROUND 1,100 migrants were rescued off the coast of Italy as they attempted to make the dangerous sea crossing in a day of rescue operations.
The Italian Coastguard was sent on more than 11 separate rescue missions in the Strait...
እቲ ዘየደቅስ ናይ ቤተ-ክርስቲያንና ጉዳይ
ዘደቅስ ከይተረኽበ ደቂስካ ክሕደር ዝከኣል ኣይኮነን። ኩሉ ነገር ዘይስምዖም ኮይኖም፥ ደቂሶም ዝሓድሩ እንተተረኽቡ እውን፥ ዘገርም ኣይኮነን። ኩሉ ናይ ሕልና ጉዳይ ስለዝኾነ፥ ምሳና ድቃስ ስኢንኩም ዘይትሓድሩ ኢልና፥ ንወቕሶምን ንኸሶምን ሰባት ክህልዉና ኣይግባእን። ከመይሲ ከምቲ ዝበልናዮ፥ ኩሉ...
ኣቶ ሃይለ ገብረትንሳኤ "ደለይቲ ፍትሒ ጸላዊ ዘመተን ዝምንድናታትን (Lobbying and public relations) ብኸመይ ኣብ ረብሓና ነውዕሎ" ኣብ ዝብል ትሕስቶ ኣስተምህሮ ዝሃቦ - 2016-08-23
















