Home Archive ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ!!!!!!!!!! 18 ነሓሰ 2016

ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ!!!!!!!!!! 18 ነሓሰ 2016

1267
0
SHARE

18 ነሓሰ 2016

ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ!!!!!!!!!!

NY-DemoPosterLowRes1 (1)እዚ ኣብ ኒው-ዮርክ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ “ህዝቢ ብህዝቢ” ዝዓላማኡ እትመርሕ ትሽዓተ ዝኣባላታ ንሰሜን ኣሜሪካ እትውክል፡ ኣሰናዳዊ ሽማግለ ተመሪጻ ኣላ። ዓላማኣ ጸገምን፡ ሽግርን፡ መከራን፡ ሃገርና፡ እትገልጽ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ንዝወርድ፡ ዘሎብሰበ ስልጣን ኤርትራ! ነቲ ብመርማሪት ኮምሽን፡ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ደገፋ፡ ንመራሕቲ ዓለም፡ ኣብ ዝተኣከብሉ፡ ግዜ፡ ብዓውታ፡ ንኸነስምዕ፡ እትመርሕ፡ ሽማግለ እያ።

ኣብ ሰሜን ኣሜርካ ዝነብር ህዝብና በብከተማታቱ፡ ተወኪሉ ነዚ ሰልፊ ከማዕርጎን፡ ብሉጽ ክገብሮን ህጹጽ ጻዋዒት ይጽዋዕ ኣሎ።

ወኪል ዘይሰደዳ ከተማታት፡ ሓደ ወኪል ናብ ናይ ከተማታት ባይቶ፡ ክሰዳ ብኽብሪ ይሕተታ ኣለዋ።
ሰላማዊ ሰልፊ ዝግበረሉ መዓልቲ ኣብ ዝቐልጠፈ ግዜ ከነፍልጥ ማዃና ንሕብር።

ፍትሒ ይንገስ! ምልኪ ይፍረስ!!!!

ኣሰናዳዊት ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ሰሜን ኣመሪካ!!
ክፍሊ ህዝባዊ ርክብን ሓበረታን
ንኣቶ ሃይለ ገብረትንሳኤ ብስልኪ 317-921-0000 ተወከሱ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Denna webbplats använder Akismet för att minska skräppost. Lär dig hur din kommentardata bearbetas.