Home ዜና ትግርኛ ናይ ሎማዓልቲ ተቓዉሞ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣስመራ 20171031 ትግርኛዜና ትግርኛ ናይ ሎማዓልቲ ተቓዉሞ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣስመራ 20171031 By ልዋም ንባብ! - okt 31, 2017 2153 0 SHARE Facebook Twitter ኣስመራ ጥቅምቲ 31 2017 ተማሃሮ ዳያህ ኣል እስላሚያ ዘበገስዎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ውልቀ መላስኺ ዘካይድዎ ተቓዉሞ ግብረ መልሲ ነቲ ናይቲ ስርዓት ኣብ ልዕሊ እታ ቤት ትምህርቲ ዝወሰዶ ምዕጻው ቤት ትምህርትን፡ ዳይረክተር ኣቶ ሓጂ ሙሳ መሓመድ ምእሳርን ሰላማዊ ሰልፎም ኣካይዶም።