Home ዜና ትግርኛ ናይ ሎማዓልቲ ተቓዉሞ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣስመራ 20171031

ናይ ሎማዓልቲ ተቓዉሞ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣስመራ 20171031

1983
0
SHARE

ኣስመራ ጥቅምቲ 31 2017 ተማሃሮ ዳያህ ኣል እስላሚያ ዘበገስዎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ውልቀ መላስኺ ዘካይድዎ ተቓዉሞ ግብረ መልሲ ነቲ ናይቲ ስርዓት ኣብ ልዕሊ  እታ ቤት ትምህርቲ ዝወሰዶ ምዕጻው ቤት ትምህርትን፡ ዳይረክተር ኣቶ ሓጂ ሙሳ መሓመድ ምእሳርን ሰላማዊ ሰልፎም ኣካይዶም።

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Denna webbplats använder Akismet för att minska skräppost. Lär dig hur din kommentardata bearbetas.