UN calls on African Union to respond to Eritrea violations

The United Nations rights council has called on the African Union to investigate Eritrean leaders over alleged crimes against humanity after a damning report...

ዕድመ፡ ንሰፊሕ ህዝባዊ፡ ዘተ፡ ንዕለት 8,9,10 ሓምለ 2016 ኣብ ጀርመን፡

ዕድመ፡ ንሰፊሕ ህዝባዊ፡ ዘተ፡ ንዕለት 8,9,10 ሓምለ 2016  ኣብ ጀርመን፡ ከም ኤርትራውያን መጠን፡ ህዝብናን ሃገርናን፡ ኣብ ኣዝዩ ጽንኩርን፡ ተሪርን እዋን፡ ከም እንርከብ፡ ንኩልና ብሩህ ጥራሕ...

Congratulations Eritrean people for justice! July 2016

Congratulations Eritrean people for justice! ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ። ስርዓት ኢሰያስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸመ  ብምሉእ ድምጺ ሃገራት ተጋባእቲ ውድብ-ሕቡራት ወሲኖም።

We need to send Eritrea to the International Criminal Court

As one of the world's most oppressive regimes, the Eritrean government has committed extensive crimes against humanity over the past 25 years, according to...

ዲጂታላዊ ምዕቃብ፡ ይሕያ ወደቦይ ኪያር – ብሃይለ መንገሻ ዑቕበ፡ ቶሮንቶ፡ ካናዳ

ዲጂታላዊ ምዕቃብ፡ ይሕያ ወደቦይ ኪያር  ብሃይለ መንገሻ ዑቕበ፡ ቶሮንቶ፡ካናዳ ፕሮጀክት ምዕቃብን ምትሕድዳስን ስነ ጥበባዊ ዕዮታት ይሕያ ወደቦይ ኪያረ፡ ዝብል ዕማም ሓንጺጸ ንስራሕ ምስተበገስኩ፡ ሽቶታት ናይቲ ፕሮጀክት...

ጀኔቫ- ውዕዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ደለይቲ ለውጢ ዜጋታትና ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን

ጀኔቫ- ውዕዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ደለይቲ ለውጢ ዜጋታትና ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን

Eritrean refugees in Ethiopia protest against their president

Hundreds of Eritrean refugees living in Ethiopia are demonstrating in the capital, Addis Ababa, in support of the UN's recent human rights report into...

ID: Commission of inquiry on Eritrea – 22nd Meeting 32nd Regular...

መርማሪት ኮሚሽን መግሃስ ሰብኣብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ፡ ኣብ መበል 22 ኣኼባን መበል 32 ሱሩዕ ጉባኤ ሰባኣዊ መሰላት ዘቅረበቶ ጸብጻብን ገብረምላሽን ኣባላት እቲ ውድብን። መርማሪት...

ኣብ ጀንቫ በጺሕኩምዶ?

ኣብ ጀንቫ በጺሕኩምዶ? ዝዓበኩም ዝነኣስኩም በጺሕኩምዶ? ኣዋልድ ሃገርይ በጺሕክንዶ? ወዘራዝርን ዓድይ በጺሕክንዶ? ጎበዝ ጎርዞ ጉላኸ ኣርኪብኩምዶ? መናእሰይ ኤርትራ መርሽኩምዶ? ደለይቲ ፍትሒ ብሓበራ በጺሕኩምዶ? ንገሩሉ ንዓለም ንህዝብና ዝኸበዶ!! ኣርዑት ማፍያ ህግደፍ ዝተጸምዶ!!! ሓንቲ ከየትረፍኩም...

ኤርትራውያን ተቀማጦ እስራኤል ደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ።

ኤርትራውያን ተቀማጦ እስራኤል ደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ።