ክልተ ፓይለታት ሓይሊ ኣየር ሃገርና ሓንቲ ናይ ታዕሊም ነፋሪት ሒዞም ናብ ኢትዮጵያ ከምዘኣተዉ ተረጋጊጹ፡፡
ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ወጋሕታ ሳሊና ኣብ ዝሰደደልና ሓበሬታ፡ ኣብ ሃገርና ብዘሎ ባርባራዊ ዓፈና ዝተማረሩ፡ ኣብራሪ ሚግ 29 ፡ SUK 27 ዝኾነ ተለንተ መብራህቱ ተስፋማሪያም መንገሻን ኣብራሪ...
After seeking asylum in the UK from Eritrea 15 years ago, Amani Teklahaimanot now helps refugees on their way to Europe.
Catania, Sicily - Amani Teklahaimanot is a unique shipmate.
A volunteer-rescuer trying to make African refugees safer, Teklahaimanot understands his...
ከመይ ቀኒኹም ደቀባት። እንሆ እተን ክልተ ቃል ሰማእታት ናይ ሕሽክርብ ዝውክላ ደኮመንትታት፡
ናብ PDF ጠውቑ...
ነዚ ሰብ ትፈልጥዎ'ዶ?
2ይ ክፋል ብሃይለ መንገሻ ዑቕበ
ምሉእ ትሑስቶ ናብ PDF ገንጽሉ...
Eight Eritrean women enslaved by IS have turned themselves in to the Misrata-led forces of Al-Bunyan Al-Marsoos in Sirte, sources reported.
The sources indicated that the eight women were used as “sex slaves” by the terrorist IS leaders.
“The act of...
There is an overlooked refugee and humanitarian crisis occurring in Eritrea, a nation born from decades of struggle to gain independence from Ethiopia. Africa’s second-newest state receives little aid from Western governments and focus from media, despite being one...
NYC Demonstration in Support of the UN COI Report on Eritrea - October 27,2016 -Toronto
ዮውሃና ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ።
ሎሚ ዕለት 14 ጥቅምቲ 2016 ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሳልሳይ ኮሚቴ ባይቶ ሰብኣዊ መስላት ኣብ ኒውዮርክ፡ ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ከምቲ ተሓሲቡ ዝነበረ ንዕለት 27 ጥቅምቲ 2016 ንኽቀርብ ዘካየዶ ኣኼባ ብሙሉእ ድምጺ ወሲኑ ኣሎ። እቲ ሓድሽ ውሳነ ኣብቲ ፕሮግራም...
ነዚ ሰብ ትፈልጥዎ'ዶ? - FORGERY & PHOTOGRAPHIC SURGERY
በሪኽን ውጥምን ዝበለ ኣፍጭንኡ፡ ግንባሩ ንቕድሚት ውጽእ ዝበለ፡ ቀይሕ መልክዑ፡ ሰዊት ዕድመ (ብግምት 25-35 ዕድመ)
ናብ PDF ገንጽሉ....
መልቀስ
ወየ!!!ወየ!!!!!ወየ!!!!!!
ኣብ ኒው ዮርክ መን ድኣ መይቱ
ብሃንደበት ድዩስ፡ ወይስ ብሰዓቱ
ኣምባሳደር ግርማ እውን ተገቲቱ
እንታይ ዳኣ በሉ መሳርሕቱ
ስድራ እንተለዎ ፋይላት ይኸፍቱ
ከይተደፍነ ኸሎ ደጋጊምኩም ሕተቱ።
ገርማ ኣስመሮም ኩዑሶ ተጻዋታይ
ወዲ ኮሎነል ግርማ ስሙ ተጋዳላይ
ንኽነብር ክብል ኮነ መታላላይ
ዝፈልጥዎ ይብሉ እዚ ቃፍላይ
ሓሶት ዝስራሑ ዛህላይ ማህላይ
መርዛም ዝመልሓሱ ቀዛፋይ
ስምብራት...

















