President Trump understands the danger posed by Iran and the necessity of confronting that mullah-controlled Islamic country. He has cited the nefarious role played by the Houthis—a Shiite terrorist group operating in Yemen that is a major proxy of...
It's a long, bloody road from conscription in Eritrea to freedom in America
“It really is beautiful,” Ibrahim says as he takes a sip of his tea. He’s talking about his homeland of Eritrea. We’re sitting together at a small...
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፋይ ንቤ/ማእሰርቲ ካርሸሊ ዝምልከት ሓደ ሰፊሕ ጽሑፍ ፈኒወልኩም ኔረ፡፡ ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ምንባብ ኣዚዩ ኣሰልቻዊ ኣብዝኾነሉ መድረኽ፡ ነቲ ሰፊሕ ጽሑፍ ኣንቢብኩም፡ ካብ መላእ ዓለም ሃነጽቲ ርእይቶታት ንዝሃብኩምኒ ዜጋታት ልዑል ምስጋና የቕርብ፡፡ ሎሚ ድማ፡ ካብቶም ኣብ ቀዳማይ...
ኢሰያስ ኣፈወርቂ ወዲ ሓማሴን ኢዩ ንበሎ፡
ኣብ ገለ ትንተናታትን መግለጽን ብዙሓት ሰባት ብተፋላለየ መልካዓት ብጉዳይ ሃገርና ክገልጽዎ እንከለዉ ንውልቀ መላኺ ስርዓት ኣስመራ ምስቲ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን መከራን ንህዝብና ድፋጭኡ ዘስቲዮ ዘሎ ከተዋዳድሮ እንከለኻ ምስቲ ኩሉ እከይ ዝኾነ ኢ-ሰብኣውነት ዝመልኦ ኣተሓሕዛ...
ኣብቲ ውዕውዕ ዘመን ድሕሪ ናጽነት ኣብ ወርሒ 12/1991 ኣብ ኣፍደገ ማርያም ግምቢ ተንጠልዪሉ ዝነበረ ሓደ ግጥሚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ነበሮ፡፡
“ኣየ ማርያም ግምቢ!!
ክንደይ ጀጋኑ ኣጨኒቕኪ
ብዙሓት ደቂኣንስትዮ ኣምኪንኪ
ብሉጻት ኤርትራውያን ኣዘኽቲምኪ
ሰብ በላሕቲ ኣእምሮ ኣረሺንኪ፡፡
ደም ንጹሃት ንሰማይ ዓሪጉ
ጓሓሉ ማርያም ግምቢ ካብ ተሰጉ
ኣዕጽምቲ ስውኣትና...
መንግስቲ ጣሊያን ንህዝቢ ኤርትራ ኣክንዲ ዝኽሕሶ ሰብኣውነቱ ይግህሶ፡
መንግስቲ ጣሊያን ምስ ስርዓት ኣስመራ ብሚስጢራዊ ስልቲ ተጠቒሞም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ተሻሪኾም ዝገብርዎ ዘለዉ ግፍዕታት ሓቂ ቀቢርካ ስለ ዘይትቅበር ትቃላቐል ዘላ ትመስል። መንግስቲ ጣሊያን ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዘቁጽር...
ዝኾነ ፍጡር ብሰላም ክድቅስ ዘይደልን ዘይምነን የልቦን። ዘየደቅስ ኩነታት እናሃለወ ከሎ ግና፥ ክድቅስ ዝኽእልየልቦን። ናይታ ቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያንና ኩነታት’ውን፥ ኣብዚ እዋን’ዚ ከደቅሰና ዝኽእል ኮይኑ ኣይርከብን ዘሎ።ንሳ እዛ ቅድስቲ ዝኾነት ቤት፥ ሰላምን ቅሳነትን ከይረኸበት ከኣ፥ ንሕና እቶም ብጸጋ-ጥምቀት ካብ ማህጸናዝወጻእና ደቃ፥...
German Parlament on Eritrea - ባይቶ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ግህሰት ሰብኣውነት ኤርትራ ዘቕረቦ ጸብጻብ
Ertirean orthodox tewahdo መልእኽቲ "ድራማ ህግደፍ ኣብ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን" 1ይ ክፋል
A Catholic priest under investigation for people smuggling has told the BBC that politicians are trying to criminalise people helping refugees.
Don Mussie Zerai has lived in Italy for more than 25 years, since fleeing Eritrea as a teenager.
He says...

















