Eritrean Music 2017 ዓይኑ ይብራህ (Chura Band) Zekarias Berhane (Zaki)  
New Eritrean music Mezenay (መዘናይ) 2017 Sami Mebrahtu & Abrham Msgna  
ሉኡላዊነት ማለት መሬት፡ ባሕሪን ሰማይን ዘጠቓልል፡ ናይ ሓደ ህዝቢ እኩብ ክብርታትን ታሪኽን ዝጥርንፍ፡ ስርዓተ ባህሪያዊ ሰብኣዊን ክውንነት እዩ፡፡ ሓርነታዊ ቃልስታት ህዝብታት ዓለም፡ ከይዶም ከይዶም ሉኡላዊነት ናይ ሓደ ህዝቢ፡ መሬታዊን ሰብኣዊን ክብርታት ንምውሓስ ዝዓለሙ እዮም፡፡ ሉሉላዊነት ብሰማይ ክንብል እንከለና፡ ኣብ...
From a totalitarian regime to an Islamist. This is the tragic fate of thousands of Eritrean Christians who are fleeing their country, and are forced to stop for several years in Sudan. For them, the Foundation "Helping the Church...
ክቡራት ኣንበብቲ! ሎሚ ብዛዕባ ሰዲግ ዝዘርጋሕኹዎ ጽሑፍ፡ ስዒቦም ካብ መላእ ዓለም፡ ካብ ዝተፈላለዩ ዜጋታት ዝበጸሓኒ ሓበሬታ፡ ምስ ኣብ ኢደይ ዝርከቡ ገለ ተወሰኽቲ ጭብትታት ሓዊሰ ክፍንወልኩም፡፡ ብፍላይ ኣብ ትሕቲ ወኪል ሃገራዊ ድሕነት ውሽጣዊ ጸጥታ ብምኳን፡ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ንብዙሓት ዜጋታት...
ኣብ ታሪኽ ዓለም ወዲ ሰብ ከይዱ ከይዱ ወይ ናይ ምንባር ወይ ድማ ናይ ምቕጻል ተስፋ ክህልዎ ንቡር እዩ፡፡ ተስፋ ማለት ብሓጺሩ ኣብ ኣማዕዲኻ ትሪኦ ጽባሕ ክነብር እየ ኢልካ ብእምነት ወይ ብምእማን ኣብ ሎሚ ኮይካ ዝተፈላለየ ውጥን ምሕንጻጽ ማለት’ዩ፡፡ ተስፋ...
ከምቲ ልሙድ ደድሕሪ ዘዝፈነኹልኩም ጽሑፋት ብዙሓት ግዱሳት ዜጋታት ብኢንቦክስ ብዛዕባ ኣቡጠዊላ ተወሳኺ ንኽጽሕፍ ይሓቱኒ ኣለው፡፡ ገሊኦም ከኣ ዘዝፈልጥዎ ሓበሬታ ይሰዱለይ ኣለው፡፡ በቶም ጠለባትኩም መሰረት ብዛዕባ ሌ/ኮ ዑስማን ኣቡጠዊላ ዝምልከት ተወሳኺ ሓደ ክፋል ጽሑፍ ናባኹም ክፍኑ ኣብ ምድላው እንከለኹ፡ ኣጋጣሚ...
ከምቲ ልሙድ ኣብ ዘዘለኹምዎ ዝኸበረ ሰላምታ ይብጻሕኹም!! ክቡራት አንበብቲ! ጸሓይ ዝተጨወየት ናጽነትና ዳግማይ ክሳብ ትበርቕ…”ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል..”፡ ንዓና ንኤርትራውያን ፡ ኣብ ዘመነ ህግደፍ ልዕሊ ፍትሕን ርትዕን ካልእ ኣጀንዳ ስለ ዘይብልና፡ ከምኡ’ውን ልዕሊ ጸላኢ ሰናያት ኣባጓይላ ህግደፍን ሒደት ሰዓብቱን፡ ካልእ...
Five European Parliamentarians: Harder pressures are the only way to get answers from the dictatorship DEBATE. Just today, September 29th, it is 5 850 days since the Swedish-Eritrea journalist Dawit Isaak was arrested and imprisoned without prosecution or trial, without...
PDF: ገዳም ደብረቢዘን ዝሃብዎ ውግዘት ንምንባብ ኣብዚ ጠውቕ...