ሓበሬታ፡
ኣብ Safari 11 ናይ Mac ትጥቀሙ ኮምፒተራት ቪዲዮ ወይ ራዲዮ mp3 ወዘተ… ናይ ድምጺ ካብ ናይ ኣውቶማቲክ …automatically… መስርሕ ብናይ ኢድ መስርሕ …manual… ስለ ዝሰርሕ ነቶም ዘየስተሃልኩምሉ ዜጋታት ሓጋዚ ንኽኾኖኩም ንሕብር። ኣብዚ መስርሕ እዚ ንብሓፈሻ ዝጥቀሙ Safari 11 ናይ Mac ኣብ ዝኾነ Web Site ኢዩ። ንWeb Siteና ይኹን ንኻልኦት Web siteታት ንድምጺ ዝምልከት ንኹሉ ሓደ’ዩ።
ኢንተርነት ኣብ ዝኸፈትኩምሉ ግዜ ብዘየገድስ ኣበየናይ ወብ-ሳይት፡ ንኽሰርሕ መስርሕ ናይቲ ኣገልግሎት ንኽትቅይርዎ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስእሊ ተኸታተሉ ንእትደሊዩ።
A new feature in Safari 11 on Mac causes problems with the player. In order for it to work, you need to change a setting.
መሪጽኩም ምስ ወዳእኩም ነቲ መርበብኩም የሕድስዎ …update… ግበርዎ፡ ቪዲዮ ወይ እቲ ካልኣት ዝተወለዐ ኣብቲ ወብሳይትኩም ዘሎ ድምጺ ኣውቶማሊክ ዘበለ ክሰርሕ ኢዩ።
ከምቲ ዝነበሮ ንኽትመልስዎ እንተደሊኹም ናብቲ ኣብ ጎኒ Play automatically ከምቲ ዝነበሮ መስርሕ ትመልስዎ።