PRESS RELEASE:  12th March 2018, The Hague, Netherlands On the occasion of International Women’s Day, Eritrean women residing in 10 different countries in Europe convened on 8-10th of March in The Hague, the Netherlands for a march from Central...
ንዓና ንኤርትራውያን፡ ከምቲ ዛንታ ኩናትን ወረ ኩናትን ዘየሕድሰና፡ ዛንታት እሱርን ቤት ማእሰርታት’ውን ኣየሕድሰናን፡፡ እቲ ምንታይሲ! 27 ዓመታት ብጀካ ምእሳርን ምቕታልን ካልእ ታሪኽ ክነዘንቱ ስለ ዘይተዓደልና፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣርባዕተ ዓመታት፡ ማዕረ ማዕረ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተኻየዱ ዘቤታዊን ግዳማዊን...
8 መጋቢት ማዓልቲ ደቂ ኣንስቲዮ ኣብ ኤርትራ ብኸመይ? ደስ ትብል ጥቕሲ ካብ ፈይስቡክ፡    
ሎሚ ቀዳም ለይቲ ዕለት 3/03/2018 ኣቦና ኣቦ ፍትሒ ሼኽ ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ኣብ 5ይ መደበር ፖሊስ ዓሪፎም! ስርዓተ ቀብሮም ሰዓት 4፥00 ድሕሪ ሰላት ዓስሪ ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ ኣሎ ።  
She is only 28 and is already the Vice President at Bain Capital, one of the world’s leading private multi-asset alternative investment firms with approximately $95 billion in assets under management. Meet Saron Tesfalul. She specializes in consumer retail, working on...
ኢፒዲፒ ሰሜን ኣመሪካ ሳቮያ ንቕድሚት ሃይለ መንገሻ ዑቕበ - ቶሮንቶ፡ ካናዳ ሙሉእ ቱሑስቶ ናብ PDF ገንጽሉ...EPDP North America Savoya Forward 27FEB2018  
ለካቲት 26, 2018; ጋዜዊ መግለጺ ደሞክራሲያዊ ውድብ ብሄረ ብለን ፡ ምምስራት ኤርትራዊ ሃገራዊ ግምባር ብዝምልከት ******************************************************************************* ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብለን ንዕዉት ዋዕላ ኣርባዕተ ውድባት፡ ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር(ስምረት)፡ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማኤርትራ (ዲምሓኩኤ)፡ ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰደግኤ)ን ግንባር ሃገራዊ...
ኩሉ ሻዕ መስዋእቲ ከም በዓል ሃይለ ድሩዕ ዝኣመሰሉ፡ ምእንቲ ናጽነት ከይበቐቑ ንእስነቶም ዘወፈዩ ገዳይም ተጋደልቲ፡ ዘስካሕክሕ ስቅያትን ህልቂትን ዜጋታትና ኣብ በረኻታት ሲናይን፡ ማእከላይ ባሕርን፡ ዋሕዚ ምዑታት ዜጋታት ናብ ጎረባብቲ ሃገራት፡ ብሉይ ጎስጓሳት “መኸተ” ዕሱባት ህግደፋውያን፡ ዘይተኣደነ ዝምታ ባህሪያዊ ጸጋታትና…ወዘተ...
KAMPALA, Uganda -- Inside the immigration office in Tel Aviv, Yohannes Tesfagabr considered his options. He could not return to Eritrea, a country he risked his life to flee in 2010. He hoped to avoid the fate of compatriots...
ካብ 18 መስከረም 2001 ጀሚሩ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ቤት ማእሰርቲ ዒራዒሮ ንኣስታት 17 ዓመታት ተቐይዱ ግዳይ ዝተፈላለዩ ሕማማት ብምኻን ክሳቐ ዝጸንሐ ገዲም ተጋዳላይ ሃይለ ድሩዕ፡ ብዕለት 25 ጥሪ 2018 ለይቲ ካብዛ ዓለም ተፈሊዩ፡፡ ብምስምስ “ጉጅለ-15” ኣብ ጎዳጉዲ ዒራዒሮ ክብሩን...