Home ሓበሬታ ኣቶ ሼኽ ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ኣብ 5ይ መደበር ፖሊስ ሎሚ ዕለት... ትግርኛሓበሬታ ኣቶ ሼኽ ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ኣብ 5ይ መደበር ፖሊስ ሎሚ ዕለት 3/03/2018 ዓሪፎም፡ By ልዋም ንባብ! - mar 3, 2018 1950 0 SHARE Facebook Twitter ሎሚ ቀዳም ለይቲ ዕለት 3/03/2018 ኣቦና ኣቦ ፍትሒ ሼኽ ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ኣብ 5ይ መደበር ፖሊስ ዓሪፎም! ስርዓተ ቀብሮም ሰዓት 4፥00 ድሕሪ ሰላት ዓስሪ ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ ኣሎ ።