Home ሓበሬታ መርድእ፡ ተጋዳላይ/ መምህር ገብረሚካኤል ኪዳነ (ጻዕደ)

መርድእ፡ ተጋዳላይ/ መምህር ገብረሚካኤል ኪዳነ (ጻዕደ)

1886
0
SHARE

%e1%88%98%e1%88%ad%e1%8b%b5%e1%8a%a5-ripተጋዳላይ/ መምህር ገብረሚካኤል ኪዳነ (ጻዕደ) ብዝሓደሮ ሕማም ሎሚ መዓልቲ ሰንበት 6 ሕዳር 2016 ኣብ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና ዓሪፉ።

እዚ መርድእ፡ ንኹሎም ቤተ ሰብን፡ ፈተውትን፡ መቃልስቱ ዝነበሩ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ካብ 1975 ክሳብ 1981፡ ኣብ ሱዳን መደበር ስደተኛታት ብመምህርነት ከም ዘገልገል፡ ኣብ ዝተቐመጦ ከተማን ሃገርን፡ ግዱሱን፡ ፈታው ህዝቡን ሃገሩ ሓርበኛ ምንባሩ ይዝከር።

መናብርቱን መቓልስቱን
ህዝቢ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Denna webbplats använder Akismet för att minska skräppost. Lär dig hur din kommentardata bearbetas.