Home Archive ህጹጽ፡ ህዝባዊ ጻዋዒት፡ ንዕለት 4 ነሓሰ 2016 ሰዓት 8፡30 ብናይ ኒው-ዮርክ ኣቖጻጽራ።

ህጹጽ፡ ህዝባዊ ጻዋዒት፡ ንዕለት 4 ነሓሰ 2016 ሰዓት 8፡30 ብናይ ኒው-ዮርክ ኣቖጻጽራ።

1237
0
SHARE

justiceDemocracy-yes-dictatoship-no
ህጹጽ፡ ህዝባዊ ጻዋዒት፡ ንዕለት 4 ነሓሰ 2016 ሰዓት 8፡30 ብናይ ኒው-ዮርክ ኣቖጻጽራ።

እዚ ዝስዕብ ህዝባዊ ጸዋዒት፡ ነቲ ኣብ ኒው-ዮርክ፡ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ንኣብ ሙሉእ ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝነብሩ ደለይቲ ለውጢ ኤርትራውያን፡ ንምዝኽኻር እዩ። ሓደ ካብቲ! ብርክት ዝበለ መደባት ሰላማዊ ሰልፍና ድማ፡ ነቲ ብመርማሪ ኮምሽን ሕቡራት መንግስታት፡ ቀሪቡ ዘሎ ጸብጻብ ንምድጋፍን፡ ሕሰምን መከራን ህዝብና፡ ድማ፡ ንመራሕቲ ዓለም፡ ብዓውታ፡ ንምንጋርን፡ ንምስማዕን እዩ።


ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ፡ “ ናይ ህዝቢ፡ ብህዝቢ፡” ስለ ዝኾነ፡ ብዓወት እተሰላስሎ፡ ህዝባዊት ሽምግለ ክትምዘዝ፡ ስለ ዘለዋ፡ እተን ገና ወከልተን ዘይመረጻ ከተማታት፡ ሓደ ዝውክለን መሪጸን፡ ነት ተመዲቡ ዘሎ፡ ናይ ኣኼባ መዓልቲ፡ ክሳተፈኦ፡ ብልዑል ኣኽብሮት ንጽውዕ።

መዓልቲን፡ ሰዓትን፡ ኣኼባ!
4 ነሓሰ 2016 ( on 4th of August 2016 at 8:30 PM Eastern Time be on time)
ሰዓት 8፡30 ናይ ምሸት ብናይ ኒው-ዮርክ ኣቖጻጽራ። 

ምልኪ ይፍረስ!!
ፍትሒ ይንገስ!!
ግዝያዊት ኣዋሃሃዲት ሽማግለ
[email protected]

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Denna webbplats använder Akismet för att minska skräppost. Lär dig hur din kommentardata bearbetas.