Kflom Ykealo tblena’la ( ትብለና’ላ) New Eritrean music 2017
ኣንቱም ደቂ ኤረይ ንዑ ኣይትዛመቱ፡ ፍጡር ወዲ ኣዳም ዓዱዲዩ ክብረቱ፡ ሞፍቶ ጓና እንዳኣሉ ይሕዋት ክናቖቱ፡ ንዑ’ባ ንኹነላ ንፍቕሪ ዝመቱ፡ ኢብለና’ሎ ድምጻዊ ደላይ ፍትሒ ክፍሎም ይካኣሎ ሃየ ደቂ ኤረይ ንፋቐር መልእኽቱ ብሓቂ ብሓቂ ባሓቂ ንሕልና ዘለዎ ሰብ ጉዳይ ሃገር ዘታሓሳስብ ኢዩ’ሞ ኣብ ግብሪ ነውዕሎ።