Home ዜና ትግርኛ ናይ ሓዘን መግለጺ

ናይ ሓዘን መግለጺ

1262
0
SHARE

ናይ ሓዘን መግለጺ

ብምኽንያት ዕርፍቲ ተጋዳላይ ዶር/ ሃብተ ተ/ማርያም ዝወጸ መግለጺ

ኣቦ መንበር ሃገራዊ ግንባር ድሕነት ኤርትራ

ዘይተጸበናዮ ሞት ተ/ዶር/ሃብተ ተስፋማርያም ምስ ሰማዕና ብዙሕ ሓዚና። ክቡር ስውእ ዶር/ሃብተ ተስፋማሪያም ካብ ግዜ ንእስነቱ ንነጻነትን ሓርነትን ሃገርን ህዝባን ክሳብ ግዜ ዕለተ ሞቱ ካብ ዝተሓተ ክሳብ ዝለዓለ ጽፍሕታት ውድቡን ሰፍሕ ሃገራዊ ጽላላትን ተጊሁ ዝተጋደለን ግቡኡ ዝፈጸመን ስለ ዝኾነ ንኹሉ ህዝብታት ኤርትራ ሓደ ዓቢ ሃገራዊ ሰብ ጎዲልዎ ስለ ዘሎ ጽንዓት ዪሃብካ ንብል። በዚ መሪር ኣጋጣሚ`ዚ፡ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡ ንኩሎም ናይ ቀረባ መቃልስቱን መላእ ስድራቤቱን ጽንዓት ይሃብኩም፡ ንስውእ ድማ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶ ንብል።

ኣቦ ወንበር ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡
ጎይትኦም ክፍሎም 15-01-2017

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Denna webbplats använder Akismet för att minska skräppost. Lär dig hur din kommentardata bearbetas.