LATEST ARTICLES

ንውሳኔ ውዕል ኣልጀርስ ክሳማመዑ ዳኣ በልና’በር፡ ዶባት ኣየድሊየናን’ዩ ኢልካሎ ዘረባ?

ንውሳኔ ውዕል ኣልጀርስ ክሳማመዑ ዳኣ በልና'በር፡ ዶባት ኣየድሊየናን'ዩ ኢልካሎ ዘረባ?          

Eritrean delegation to visit Ethiopia this week – Ethiopian spokesman

ADDIS ABABA (Reuters) - A delegation from Eritrea will arrive in Addis Ababa this week as Ethiopia’s prime minister tries to resolve a conflict with the neighbouring nation. Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed, who was at a rally hit by a grenade attack on Saturday, has said that ending war and expanding economic ties is critical for stability and development...

ሰላማዊ ሰልፊ ጅኔብ፣ ናይ 22 ሰኔ 2018ዓም

ብጎይትኦም ኩፍሎም ዝቅረበ ቓል፣ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ጅኔብ፣ ናይ 22 ሰኔ 2018ዓም ኽቡራትን ክቡራንን ካብ ቀረባን ሩሑቕን ንስለ መሰለኩምን ስለ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብኹም ድኻምኩምን ግዜኹምን ገንዘብኩምን ኣጥፊእኩም ዝመጻኩም፣ ኽቡራትን ክቡራንን ብሚኽንያት ጥዕናን ስራሕን ክትካፈሉ ዘይከኣልኩም እንተኾነ ብገንዘብን ብሓሳብን ነዚ ሰላማዊ ሰልፊ ክዉን ክኸውን ዝሓገዝኩም፣ ኽቡራትን ክቡራንን ነዚ መደብ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ 22 ሰኔ 2018ዓም ብዝተፈላለየ ኣገባብ ትሪኡን ትሰምዑን፣  ኽቡራትን ክቡራንን ሓለፍቲ ናይ እምነት፣  ብድጋሜ ኽቡራትን...

ቅድሚ ኤሪ-ኢትዮ ናይ ሰላም ውሕጅ ምምጽኡ፡ ኣንታ ደላይ ፍትሒ መንገድኻ ጽረግ፡

ስርዓት ህግደፍ ፈቲዩ ከይፈተወ ተገዲዱ'ኳ እንተተቐበሎ፡ ቦታ ደለይቲ ፍትሒ ከምዝዕጾ ካልኣይ ኣጀንድኡ ከይኮነ ኣይክተርፍን'ዩ።            

ኣማራርሓ መራሒ ሃገር ዝትምነዮ ዝነበረ ቢትወደድ፡ ዶክቶር ኣቢይ ኣብነታዊ ኮይኑ፡

ኣማራርሓ መራሒ ሃገር ዝትምነዮ ዝነበረ ቢትወደድ፡ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶክቶር ኣቢይ ኣብነታዊ ኮይኑ፡ https://vimeo.com/161351241    

Ethiopia: ዶ/ር አብይ ስለ ኤርትራ የተናገሩት እስካሁን ያልተሰማ አስገራሚ ሚስጥር | “…አሰብን ስንሰጥ መቼ ተወያየን?”

Ethiopia: ዶ/ር አብይ ስለ ኤርትራ የተናገሩት እስካሁን ያልተሰማ አስገራሚ ሚስጥር | “...አሰብን ስንሰጥ መቼ ተወያየን?"     

ምሕንጻጽ ዶብ ናይ ክልቲኡ ሃገር መንግስታት ስምምዕ ጥራሕ ኢዩ ዝራጋገጽ።

ስለዚ ንበይኖም ብኽልቲኡ ኣህዛብ ተማያይጦም ዝፈትሕዎ ውሳኔ የለን።          

እዋናዊ ዛዕባ – 2018-06-14

ኣብዚ ዘለናዮ ተኣፋፊ እዋን፡ ኣብ ጭብጥን መርትዖን ዝተደረኸ፡ ጽጹይ ሓበሬታ ንህዝቢ ምዝርጋሕ ኣገዳሲ ምኻኑ እኣምን፡፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ፡ ብዙሓት ዘይተረጋገጸን ዘይጥሉል ሓበሬታ ኣብ ዝፍንውሉ ዘለው ኣብዚ እዋን፡ ንሕና ከም ኤርትራውያን ኣብ ስትራተጅካዊ ሃገራዊ ጉዳያትና ህድእ ኢልና፡ ንነገራት ክንርዳእን ኣመታቱ ክንግንዘብን ይግባእ፡፡ ብዝኾነ ከምቲ ትዕዘብዎ ዘለኹም፡ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ጎረቤት ሃገር ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ለውጥታት ይረአ ኣሎ፡፡ ንዓና ብቐጥታ ዝጸልወና...

Ethiopia’s peace deal with Eritrea criticised by TPLF

A statement released by the Tigray People’s Liberation Front (TPLF), the ruling EPRDF’s oldest member, called Ethiopia’s recent decision to accept fully the Ethiopia-Eritrea Algiers Agreement and the subsequent decision by the boundary commission and to partially and/or wholly privatize major state owned companies have “fundamental flaws”. The statement also called for the executive and the council of ruling party...

ንሕቶ ዶብ ብሰላም ንምፍታሕ ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ

ኽቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ብቀዳምነት ቅንያት ናጽነት ስለ ዝኾነ ንመላእ ህዝብና ዮሃና ንብል። ምስኡ ለጊቡ ድማ  ሰማእታትና ዝዝከሩሉ ግዜ ስለ ዝኾነ፡ ንስድራ ሱዉኣት ሓዘና እናገለጽና ሱዉኣትና ዝሓደጉልና ሕድሪ ክሳብ ሎሚ ስለ ዘይተተግበረ  መንፈስ ቓልሲ ኣሓዲስና ምስ ህዝብና ኮና ብፍትሒ ዲሞክራሲ ክነተግብሮ ቅሩብነትና ንገልጽ። ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ግዜ ቀዳማይ ሚኒስተርን ፈጻሚት ስራሕ ናይ  መንግስቲ ኢትዮጵያን (ኢሃወደግ) ንሃገሮም ብዙሕ...