መርበብ ንሰላም ድሕሪ ናይ 16 ዓመት ንስለ ዉጹዕ ህዝቢ ክትብል ንሓንቲ ኤርትራ ኣብ ሃገራውነት ኣብ ሓደ ጡርኑፍ ቃልሲ ንኩሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍ ሱሙር ኣርማ ዘለዎ ንለውጢ ዘምጽእ ዘካየደቶ ጻዕሪ ፋይዳ ዘይርከቦ ምስ ሓደ ገጅፍ ዓረ እንዳተጋጨወት፡ ኣይ ካብ ህዝቢ ኣይ ካብ ደለይቲ ፍትሒ ንዘይሰምዓካ ደብሪ ኣይትማህለል ቃልሲ ኮይንዋ ከይተሓለለት ክትራባረብ ዝሰርሐት መርበብያ። ሃገርና ኤርትራ ኣምላኽ መድሕነ ኣለም የድሕና ኣብ ኢዱ የምብራ።