Home Audio&Video ፈነወ ተለቭዥን ተዋሕዶ ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ብሳተላይት 1-1-2017

ፈነወ ተለቭዥን ተዋሕዶ ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ብሳተላይት 1-1-2017

1764
0
SHARE

ፈነወ ተለቭዥን ተዋሕዶ ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ብሳተላይት 1-1-2017

ብ ባሕቲ ጥሪ 2017 ጀሚሩ ፈነወ ሬድዮ ተዋሕዶን ፈነወ ተለቭዥን ተዋሕዶን ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ብሳተላይት ክዝርጋሕ ምዃኑ ብሓጎስ ነበስረኩም። እዚ መደባት እዚ፥ ብሓልዮት ኣህጉረ ስብከታት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ ብቋንቋ ትግርኛ ዝፍኖ ኮይኑ፥ ኣብ ዝተፈላለየ መደባት ዘተኮረ ትምህርትን ስብከትን ዘጠቓልል መደባት ሒዙ ክጅምር እዩ።

 

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Denna webbplats använder Akismet för att minska skräppost. Lär dig hur din kommentardata bearbetas.