ዲጂታላዊ ምዕቃብ፡ ይሕያ ወደቦይ ኪያር
ብሃይለ መንገሻ ዑቕበ፡ ቶሮንቶ፡ካናዳ
ፕሮጀክት ምዕቃብን ምትሕድዳስን ስነ ጥበባዊ ዕዮታት ይሕያ ወደቦይ ኪያረ፡ ዝብል ዕማም ሓንጺጸ ንስራሕ ምስተበገስኩ፡ ሽቶታት ናይቲ ፕሮጀክት እንታይ ክኾኑ ኣለዎም? ዝብሉ ሕቶታት ብቐዳምነት መለስኩ።